About user

This author has not yet filled in any details.
So far user has created 26 blog entries.

COVID-19 Advice: 5

Discussion with a Covid-19 Patient and Family Members. ምስ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ዝቃለሱ ዘለዉ ስድራቤታት ዝተገብረ ዘተ

2020-04-06T01:45:51+00:00

COVID-19 Advice: 04

Dr. Adiam on Pregnancy & Women's Health in Time of COVID-19 ክንክን ጥዕና ኣዴታትን ዕሸላትን ኣብ እዋን ለበዳ ኮሮና ቫይረስ

2020-03-30T07:24:15+00:00

COVID-19 Advice: 03

Dr. Tzeggai on how to cope with COVID-19 related anxiety. ምኽሪ ዶር ጸጋይ ለበዳ ኮሮና ዘስዕቦ ጭንቀት ብኸመይ ከም እንብድሆ

2020-03-30T07:16:12+00:00

COVID-19 Advice: 02

COVID-19 advice: Drs. Hanna, Dr. Shewit & Dr. Menghis. ምኽሪ ዶ/ር ሃና: ዶ/ር ሸዊትን ዶ/ር መንግስ ኣብ ለበዳ ኮሮናቫይረስ

2020-03-30T07:12:35+00:00


እዋናዊ ሓበሬታ ብዛዕባ ለበዳ ኮረናቫይረስ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና ኣብ ዞባ ደቡብ - (ፎርቶ/ሰንዓፈ 4፡ እንዳገርግስ 1) ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ድማ (ቃሩራ 4፡ ማይህመት 2፡ ናቕፋ 1) ኣብ ዝርከብ መወሸቢ ማእከላት ሎሚ 30 ሰነ ኣብ ዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ብጠቕላላ 12 ሰባት ብኮሮና ቫይረስ ከምእተለኽፉ ተረጋጊጹ’ሎ። እቶም 5 ኣብ ዞባ ደቡብ ተወሺቦም ዝጸንሑ ካብ ኢትዮጵያ፡ እቶም 7

2020-07-06T05:54:24+00:00