እዋናዊ ሓበሬታ ብዛዕባ ለበዳ ኮረናቫይረስ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና ኣብ ዞባ ደቡብ - (ፎርቶ/ሰንዓፈ 4፡ እንዳገርግስ 1) ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ድማ (ቃሩራ 4፡ ማይህመት 2፡ ናቕፋ 1) ኣብ ዝርከብ መወሸቢ ማእከላት ሎሚ 30 ሰነ ኣብ ዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ብጠቕላላ 12 ሰባት ብኮሮና ቫይረስ ከምእተለኽፉ ተረጋጊጹ’ሎ። እቶም 5 ኣብ ዞባ ደቡብ ተወሺቦም ዝጸንሑ ካብ ኢትዮጵያ፡ እቶም 7